ኣብቲ ረቡዕ ንፕረዚደንትን ንፓርላማ "ታ ሃገርን ድምጺ ዝወሃበሉ ዝነበረ፡ ተቓውሞታት ተላዒሉ ፣ ገለ ሰልፈኛታት ነቲ ናይ ሳሚያ ሓሰን ባነራት ቀዳዲዶም ፡ ንመንግስታዊ ህንጻታት ሓዊ ኣጒዶም ፡ ፖሊስ ድማ ዘንብዕ ጋዝን ተዅስን ከም ዝተኮሰን ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም ። ...
ን ሎሚ ሰኑይ 3 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ SBS ን ዩኒቨርሲቲ ካንበራ ዘዳለዎ ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ፡ ኣብ መንጎ እቶም ማሕበረሰባት ሕብረ ...
ንናይ ሓሙሽተ መዓልታ ዑደት ንግብጺ ዝገሸ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣ'ሲሲ ተራኺቦም ተዛትዮም። ፕረዚደንት ...
ካብ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ኢትዮጵያ ዝተሰጎገ ኢትዮጵያዊ፡ ብ 500 ፓውንድ ክፍሊት ጥራይ ከምዝተፋነወ ቢቢሲ ዝረኸቦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ሓዱሽ ገ/ስላሴ ቅብኣቱ ...